ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለዎ ሙሩፃት ዓሌት ኣላሕም ዝፈረየ ምህርቲ ፀባ ካብ 250-350 ሊትር ዝግመት በቢ ወርሑ ንውልቀ ሰባት ይኹን ማሕበራት ኣውትሶርስ / ንደገ ምሻጥ/ ንሰለስተ ዓመት በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ብምሻጥ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዞም ዝስዕቡ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፈርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍረዲን ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽየጥ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዝራብዕ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2018 08:40 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2018 08:40 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2018 08:40 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2018 08:20 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ዝተሰባበረን አቅሑት ማለት ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ :ባትሪ: አሙኔም: ቆረቆሮታት/ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝነበረ ሙሉእ ቆርቆሮ ብቁዕሪ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሓጪነመጭን ብኪሎ ብግልፂ ጨረታ ብምውድዳር ክሽይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቁሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፤ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ቢሮ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላል እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/