ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምሕዳርን ፋይናንስን እንትጮ ካብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት :መሰርሒ ህንፃ : ከምእዉን ናይ ሕክምና ሃለቀቅቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 15, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
መባእታዊ ሆስፒታል መኮኒ ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ዝዉዕሉ ናይ ላብራቶሪ ሪኢጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ትካልና መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ኬሚካልን : ንመዕበይ ዝከዉን ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኬሚካልን ሪኤጀንት
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ጥዕና ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉቲን : መገልገሊ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡ ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፀረ ባልዕ ናይ ቱካን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነፅግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፀረ ባልዕን ነፍሳትን
ኣብ ከተማ ሞኮኒ ንመኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ኢሉእዉን ናዉቲ ላብራቶሪ ሪኢጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቅሑት ኦክስጅን ፕላንት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኬሚካልን ናይ ላብራቶሪ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ፃዕዳ ቦርድን : ማርከር ፃዕዳ ቦርድን : ስቦንጅ ፍርንሽ : ኬሜካል ላብራቶሪ : ቀለማት ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን