ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኬሚካልን ናይ ላብራቶሪ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ፃዕዳ ቦርድን : ማርከር ፃዕዳ ቦርድን : ስቦንጅ ፍርንሽ : ኬሜካል ላብራቶሪ : ቀለማት ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ ስራሕቲ መፀባበቂ ስራሕ ማለት መሬት ምንፃፍ :ናይ ላብራቶሮ መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
... the Supply and delivery of Vegetable Seeds, Office Furniture, Pesticides, Veterinary Drugs, and Toolsዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Different for various lot ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2016 ዓም ዘበን ትም/ቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ላባራቶሪ ንብረት ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2016 07:20 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ PE 100 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኬሚካልን ሪኤጀንትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጉዲ ፀረጋ ዘገልግል Foam (Borehole Cleaning detergent) ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
... ርብ ብደ.ቁ 21056 ቐ/መ/ማይ ዕለት 22/5/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 24/5/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኬሚካልን ሪኤጀንት
ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ኢንስቲዩት ዝውዕሉ ናይ ቤት ፈተነ ማለት ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ