ደብረ ገነት መድሃኔ ዓለም ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ጉባኤ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 14 ንዘስርሖ ናይ ንግዲ ህንፃ እኩል በጀት ብምዝግጃዉ ናይ B + g+ 1 ናይ ስትራክቸር ጥራሕ ምህናፅ ግልፂ ጨረታ አዉፂእና አለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
Ethio Telecom north region invites all interested and eligible bidders for the procurement of Renovation work for ABIADI lot 1 , ADIGRAT lot 2 , ADWA lot3 AXUM lot4 ENTICHO lot 05 QUIHA lot 6 And WUKROዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ጣንቃ ዝርከብ ማይ ቀያሕ ፍልፍል ዓይኒ ማይ ምጉልባት መስመር ማይ ዝርገሐ ገንኢ ዋርድያ መሐለዊ ገዛ ማይ መዐደሊ ናቁሓ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብደረጃ 8 ደቂቕ ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝር ከስርሕ የድሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ናይ ማ/ስ/ቅ/ማርያም ካቴድራል ፕሮጀክት ቅይጥ ህንፃ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ብድረጃ 7ተን ልዕሊኡን ብቑዕ ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ፅሬትን ፅፈትን ብዝለዎም ዕሩይ ስራሕ ክሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ናይ ተመልከቲ መቀመጢ ክሰርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክልላዊ ሽፋን ክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ሰዉሒ ንጉስ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሀሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ ናይ ሓወልቲ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ መቐለ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ኣዲስ ኣለም 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሃሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን