N/R Ethio Telecom invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of waiting shelter Quiha & Wukro (lot 01) The complete set of bid documents can be obtained starting from April 07,2020 In N/R office , Mekelle 4Th floor , office no 403 Upon payment of nonrefundable fee of birr 100 ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
የ መከለከያ ኮንስትራክሽ ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓዲሓ ላይ የሚገኝ የጋራ መኖርያ ኣፓርታማ ህንፃ ፕሮጀክት ግንባታ ስራ የ ጅፕሰን ስራ ከነ ማተርያሉ እና የሳኒተሪ ስራ ያላ ማተርያል ማሰራት ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይ
የመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለ መቀሌ ኣፓርትመንት ግንባታ ፕሮጀክት ኣጎልግሎት የሚዉሉ ከዚህ መመሪያ ጋር በተያየዘ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን 400 ሜ3 የ ፍሳሽ ማጠራቀሚያ ታንከር የ ተመረጠ ኣፈር ግራቭል ሙሌት ሥራ የኣርማትራ ሥራዎች ሚክሰር እና ቫይብረተር ጨምሮ የእጅ ዋጋ /400 m3 septic tank coarse gravel and selected materials back fill works concrete works including mixer and vibrator only labor cost/ ሥራ ግዥ ለመፈፀም ፣ ህጋዊ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨራታ አወዳድሮ በሰብ ኮንትራት ለማሰራትይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/ቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
1 የግብርና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ ትግራይ ክልል በራያ አዘቦ ወረዳ ካራ ኣዲሾ ቀበሌ የመንገድ ዳር የገበያ ማዕከል /roadside market shade/ ግንባታ ስራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሪስቶፕስ ኢንተርናሽናል ኢትዮዽያ መቐለ ለሚገኝዉ የስነ ተዋልዶ ጤና ክሊኒክ እድሳት ስራ ህጋዊ ተጫራቾችን ኣወዳድሮ ለማሳራት ይፈልጋል ስለሆነም ደረጃ 7 እና ከዚያ በላይ የታደሰ የግንባታ ስራ ፍቃድ ያለቸዉና ህጋዊ ግንባታ ስራ ተቓራጭ የጨረታ ሰነዱን በብር 50 በመግዛት እንትወዳደሩ እናሳዉቃለንዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲጉዶም ንዝርከብ ህንፃ ተወሳኺ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ደረጃ 8 ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ማሽነሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣልጋነሽ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ከተማ ሸራሮ ዝኮነ መመልኢ ስታዴም ንምስራሕ ፍልፍል በጀት መንግስታዊ መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ሸራሮ ብደረጃ 8 ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ናይ ፈለግ ኩለ መዳይ ዩኔን G+0 ህንፃ ቤት ፅሕፈት ንምስራሕ ካብ ደረጃ 7ተ ንላዕሊ ተካናተርቲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን