Save the children is the leading independent non-profit for children hereby invites all Eligble contractors to bid the labor to construct supper structure and finishing works of ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 5 ካብ መዕረፊ አየር ኮንዶሚየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየም ተፋሰስ ማለት አዉን ድሬኔጅ ብዉልቀ ደኣንት ማለት እዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮምኡ እዉን ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ RC/GC ኮንትራክተር በናይ ዩኤንዲቢ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓድሓ ፕሮጀክት ለግንባታ ግልጋሎት የሚዉል የጅብሰም ስራ እና የዉሃ ስርገት መከላከያ ስራ ግዢ ለመፈፀም እና ለማሰራት ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ቀፅሪ ኣብ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብደረጃ 8ተ ዘፈር ኮንስትራክሽን ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጣንቓ ኣበርገጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
የግብርና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ በትግራይ ክልል የተለያዩ አካባቢዎች የጥበቃ እና የመጸዳጃ ቤት: የመጋዘን: የስልጠና ክፍሎች: የዉሃ ሪዘርቫየር: የሸድ ኔት መግጠም እና የቢሮ የግንባታ ሥራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 04 ናይ ዎርክ ሾፕ ናይ ልዕሊ ቅርፂ ስፖር ስትራክቸር ዎርክ ስራሕቲ ህንፃ BC7 GC8 ልዕሊኡን ብብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ነዞም ረቋሕታተ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ አብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓዉስዋ ክሳብ ኣቢቲ ዱንካን ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ብመፍለይ ቁፅሪ kor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ 8 GC RC ደቀቅ BC ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ቆራሪየት መናሃርያ ሓፁር ብደረጃ BC GC 8 ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ደሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኮሮም ዝርከብ ናይ ኮረም ሃገር መቃረፂ መጉየይ ፕሮጀክት ትራፊክ ብደረጃ BC 1 GC 1 ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ በሚሰራዉ ኣዲሱ ህንፃ የተራዞ ስራ ለማሰራት ኮንትራክተር በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን