የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጆክት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የ ግራናይት ቀለም ኣቅርቦት እና መቀባት ሥራ /supply and apply color painting Granite of approved type code (5108)/ ሥራ ግዥ ለመፈፀም ህጋዊ ተወዳዳሪዎችን በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ( sub contract ) ለማሳራት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ቤት መዘጋጃ G+3 ህንፃ ካልኣይ ፌስ ብ GC/BC 7ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘሎዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጉሎመከዳጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓ/ም ካብ ቤት መዘጋጃ ዝተረከበ በጀት ምስፍሕፋሕ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኩ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ገ/ሚካኤል ናብ ኣበባን ለአከ ዉበትን ካብ ለኣከ ሃይለ ናብ ገ/ሃንስ ጉዕሽ ብርሃነን ሙስሊም ቄራ ናበ ተክለ ወይንን ካብ ኢንቨስተር ከራክሮ ናብ ሙስሊም ቄራ ዝስራሕ ፅገና ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/ grevel/ may /nf/03/12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ማይጨዉ በዓል 4ተ ደብሪ ፕሮጀክት ደረጃ BC 5 GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ሚካኤል ናብ ሲናማ ቲያትር ድልድልንን ካብ ዞባ ኢንዳስትሪ ናብ ኤፍሬም ቀለምን ካብ ኣብርሃ ወ/አረጋይ ናብ ኣወል መሓመድ ዝስራሕ ፅገና ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/ grevel/ may /hy/03/12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ኣብ ቤት መሰረት ልምዓት ከተማ መቐለ መቀለ ዝርከብ ቢሮ ፀጥታ ዞባ መቐለ ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ልዩ ሓይሊ መንበሪ ዝስራሕ ሸድ ንምስራሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ሪፈራል ሆስፒታል ናብ ሓድሽ ኢንዳስትሪ ዞን ዝስራሕ ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/0112 ንምስራሕ grevel . rued/01 12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት መቀፀልታ መስፋሕፍሒ ቤተ ንባብ ጎልጎል ነፃ ቀበሌ 06 ንምስራሕ ብደረጃ 7 ልዕሊኡን GC/BC ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ኮረም ከባቢ ሓሸንገ ዝርከብ መካነ ሓድጊ ስነ-ጥንቲ ምፍሳስ ባሕሪ መፅለሊ /ሼድ/ ከሰርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን