ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ገ/ሚካኤል ናብ ኣበባን ለአከ ዉበትን ካብ ለኣከ ሃይለ ናብ ገ/ሃንስ ጉዕሽ ብርሃነን ሙስሊም ቄራ ናበ ተክለ ወይንን ካብ ኢንቨስተር ከራክሮ ናብ ሙስሊም ቄራ ዝስራሕ ፅገና ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/ grevel/ may /nf/03/12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንትን ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ዝተውሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ፣ምዝገባ ንግዲ ምስክር ወረቀት፣ ፍቃድን ንግዲ ናይ ኮንስትራክሽን ወይድማ ተኾናታሪነት ምዝገባ ካርዲ ፣ ምዝጋባ ከፋሊ ግብሪ ወረቀት ምስክር፣ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ( ሕዳር) ሒሳብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእለ ፣

2 መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ ከቅርብ ዝኽእል ኾይኑ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ ከብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ ዘትሕዝሉ መትሐዚ ሰነድ ቅብሊት፣ወይ አብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንክታት ወይ ፋይናንሰዊ ትካላት ብዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ቦታ ካብቲ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 119 ተኸታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም።

4 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይኽእሉ እዮም።

5 ተጫረቲ ዝመልእዎም ሰነድ ዋጋ ጨረታ ሓደ ዋናን ክልተ ቕዳሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ናብ ዝተዳለወ ክሳብ 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን 4 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 8 ይኽፈት።

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0984 90 20 05/ 09 25 07 10 63

ድሕሪት
ጨረታ መደብ