እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን አብ ከተማ አላማጣ ዝርከብ ናይ ሆስፒታል መስፋሕፊሒ ብሎካት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ስለዚ አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት ከማልኡ ዝክእል እንትኸዉንዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ደቂአንስትዩ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ታሕታይ መጋሪያ ፀበሪ ሓደ ቀዳማይ ሳይክል ቤት ትምህርቲ ንምስራሕ ስለዝደለየት ደረጃ 6 (BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ንዘለዎም ብግልፂ ኣጫሪታ ክተሰርሕ ትደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን