ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን አብ ከተማ አላማጣ ዝርከብ ናይ ሆስፒታል መስፋሕፊሒ ብሎካት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ስለዚ አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት ከማልኡ ዝክእል እንትኸዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን አብ ከተማ አላማጣ ዝርከብ ናይ ሆስፒታል መስፋሕፊሒ ብሎካት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ስለዚ አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት ከማልኡ ዝክእል እንትኸዉን

1 ናይዚ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለ: ፍቓድ ዝሐደሹ ዝሕብርን ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ዘካይድ ምካኑ ንሕብር::

2 እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ዲክለሬሽን ዘቅርብ ምካኑ ዝሐዘን ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር ከቅርብ ዝክእል::

3 መክበሪ ጨረታ 300,000.00 ብኢ/ያ ብሔራዊ ባንክ ወይ ድማ አብ ዝተፈለጡ ባንክታት ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእል::

4 ጨረታ ሰነድ አብ ዋና ከይዲ ሰ/ህ ዲ ኮንስትራክሽን ቢሮ ቑፅሪ 3ተ ካበ ዕለት 17/07/07 ዓ/ም ክትወስዱ ከምዝትክእሉ::

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጀናልን 2ተ ኮፒ ነኒ በይኑ ብሸምዒ ተኣሺጉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ዳግም ብሸምዒ ናብ ከ/ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን ሙሉእ ሽምንኣድራሻን ፊርማን ማህተምን አብ ሕድሕድ ገፅ ምስ ተገበረሉ አብ ቢሮና ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ይኣቱ::

6 ጨረታ ዕለት 07/08/07 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶመ አበ ዘለዉሉ ይኽፈት::

7 ሰዓራይ ናይ ዝሰዓረሉ 10% መኽበሪ ዉዕሊ(Performance bond) ከትሕዝ ዝሽእል::

8ኣብ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳዳረቲ ብBC ደረጃ 7ተን ልዕሊኡን ዝኾነ::

9 ናይ ሰዓራዊ ምፍለዩ ረቆሒ ፋይናንሻል ጥራሕ እንትኸዉን ዝተሐተ ዋጋ ዘቐረበ ሰዓራይ ይኸዉን::

10 ሰዓራይ ምስ ሰዓረ ፃዉዒት ኣብ ዝግበረሉ ዉዕሊ ዘይኣሰር እንተኾይኑ ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ዘይምለስሉ  ምካኑ ክፈልጥ አለዎ::

11 ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምካኑ::

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0347740824  ደዊሎም ይጠይቑ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ