ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብምዕራብ ገፅ ዝርከብ ሓፁር ብምፍራሱ ንከነስርሖ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሪስቶፕስ ኢንተርናሽናል ኢትዮዽያ መቐለ ለሚገኝዉ የስነ ተዋልዶ ጤና ክሊኒክ እድሳት ስራ ህጋዊ ተጫራቾችን ኣወዳድሮ ለማሳራት ይፈልጋል ስለሆነም ደረጃ 8 እና ከዚያ /8.7.6.5…/በላይ የታደሰ የግንባታ ስራ ፍቃድ ያለቸዉና ህጋዊ ግንባታ ስራ ተቓራጭ የጨረታ ሰነዱን በብር 50 በመግዛት እንትወዳደሩ እናሳዉቃለንዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
Marie Stopes International Ethiopia intends to hire a construction company to carryout family Planning Service area renovation at three government hospitals located at Tigray Region ( Abi Adi Hospital) the work will includes ,floor finishing ,walls finishing ,ceiling works ,aluminum works ,painting, sanitary & electrical works. ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንምግጣምን ፅገናንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ንምስራሕ ደቐቅትን ኣናእሽተይን ብርኪ ዓሰርተ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ኣሕፎሮም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ድዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሴሮ ጥዕና ጣብያ ዝስራሕ መወልዲ ህንፃ ኣብ ኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ኣሕፎሮም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ድዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሴሮ ጥዕና ጣብያ ዝስራሕ መወልዲ ህንፃ ኣብ ኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ግዜ ዝተነወሐሉ ጨረታ ኣብ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝኮነ ብናይ ክልልን ፌደራልን ጥዕና ትካላት በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ ዓዲ መሓመዳይ ናይ አዴታትን ህፃናትን መሐከሚ ህንፃ MCH ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ብርኪ ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ኣባይቲ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር 70 ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ መሬት ተወዲኡ ቀዳማይ ሕድም ና 10 ሰብ ተሰሪሑ ናይ 10 ሰብ ዝሰርሕ ኮለን 3.2 ሜትሮ ንዉሃት ዘለዎ መደያቢ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ናይ ግቢ ሓፁር ዋተር ዌል ማለት አዉን ፌንስ ስራሕቲ ብመሰረት ረቃሕታት ብርኪ ደኣንት ተገምጊሙ ብቅዓት ዝረከቡ ደረጃ GC 8 BC8 ብምስታፍ ከጫርት ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ትምህርቲ ሙለእ 1ይ ማይ -ወይኒ ቁ2 6ተ ክላሳት ወይ ክፍልታት ናይ መኻኻታ ከምብሓድሽ ምምላእ ሓድሽ ማዕፆ ምግጣም ፣ መስከቲ ምግጣም፣ ንኩሉ ክፈሊ ቀለም ምቅላም ፣ እቶም ዝግጠሙ ማዕፆታት መሳኩትን ብኣንትሬስት ቀለም ምቅላም ፣ ኣብ ናይ ኣፈ ደገ ናይቲ ክፍልታት ዘሎ ብመንደቅ ደረጃታት ንኣከላ ጎዶሎ ዘካተተ ምስራሕ ብሓፈሻ ንምፅጋን ጨረታ አዉፅኡ ከጫርት ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን