Closed
ትካልና ኣብ ዉቅሮ 2ተ ኣዉላዕ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ እንትኮን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ግራናይት መቁረፂ ሓፂንን እምኑ መሰርሰሪ ሓፂን ፣ ጎማ ፣ ባትሪ፣ ቁርፅራፅ ካቦ፣ ኣረጊት ቆርቆሮ ፣ ዘገልገሉ ራበርት፣ በርሚል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ