Closed
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኹሉ ሰራሕተኛ ናይ 2013ዓ/ም ናይ ሂወት መድሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ