ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ኣብ ልምዓት ቦትኡ ዘፍሮዮ ፃዕዳ ጣፍ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ረመፅ ዓዲ ሕርዲ ባዕከር መንገዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ስራሕ ዝብ ዘርሖ ዘሎ ፕሮጀክት ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ፣ ግሪስ እና ካርታመ በርሚል፣ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና ጎማ ዘገልገሉ ናየ ሎዶር ጎማ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ባትሪ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ አና ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

s