Closed
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ከም ጣዉላ ፣ ሎከራት ፣ ሓፂን መፂንን፣ ካልኦትን ዝኣመሰሉ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ