ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤ 1 ኤሌክትሮኒክስ 2 ዘገልገሉ ጎማታት 3 ናይ ቢሮ ኣቁሑት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ኣብ ትካልና ዝርከቡ ጣዉላታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በሪ ማይዳ ማእከል ትምህርትን ሆስቴልን ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣብ ደብባዊ ምብራቕ ትግራይ ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ሰምረ ዝርከብ ኾይኑ ብምብራቕ ትግራይ ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ሳምርቲ ሳምረ ከተማ ሳምረ ዝርከብ ኮይኑ ብትምህርተን ንፍዓት ዝኾና ብኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ስድራ ድማ ፅጉማት ዝኮና ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣብ ሓደ ማእከል ተቐቢሉ ኣብ ምሕብሓብ ዝርከብ ናይ ዉሽጢ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ እዚ ትካል ኣብ ዘህንፆ ሓድሽ ህንፃ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለየ መጠንን ክብደትን ዘለዎምን ብዉስን መልክዑ ኣብ ጥቕሚ ዉዕሊ ዝነበረ ኤጋ /EGA/ ቆርቆሮ 90mm ብ 5.4 መ ብቁፅሪ ልዕሊ 400 ዝኮነ ብንፅል ዋጋ ይኩን ብጅምላ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ተጫረትቲ እቲ በብዓይነቱ ተፈልዩ ኣብ ግቢ ትካልና ከተማ ሳምረ ዝርከብ ቆርቆሮ ብኣካል ብምርኣይ ናይ ሓደ ሙሉእ ቆርቆሮ ዋጋ ንሜትሮ ወይ ድማ ብጅምላ ዝጫረተሉ ዋጋ ኣብ ፖስታ ኣሺግካ ብምቕራብ ምዉድዳር ከመዝክኣል ንገልፅ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 23, 2011 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

s