ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣብ ሰራሕተዓታቱ ንዝተፈጠረ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ሰራሕተኛታት ቢሮ ፍትሒ ዘመላልሳ በቲ ሐዚ ወፂኡ ዘሎ ስታንዳርድ 50 ሚኢታዊ ቀኒሰን ክፅዕና ብዝወፀ መምርሒ መሰረት ካብ 12 ክሳብ 15 ሰብ ክሕዛ ዝኽእላ 03 ቅጥቅጥ ኣዉቶብሳት ተኻርዩ ክግገል ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ