ተዓፅዩ
ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ምዕራብ ፣ ደደቢት ፣ ወልቃይት ፣ ስካር ፋብሪካ ፣ ዝዉዕል መኪና ንምክራይ ስለዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ