ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ስራሕ / ዝኣረገ ናይ ምድሪ ቤት ማተኔላ ምልዓል ምፅራግ ብሓድሽ ማርብል ምንፃፍ ፣ ዝኣረገ ናይ ደረጃ ማቴኔላ ምልዓል ምፅራግን ሓድሽ ማርብል ምንፃፍን ፣ ዝኣረጉ ዘከሎ ምልዓል ምፅራግን ብሓድሽ ማርብል ዘኮሎ ምስራሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል BF/06LSD ኮድ 4-12965 ዴዉ መኪና ቦዲ እድሳት፣ ቀለም ምቅባእ ፣ ዝተባለሸወ ኮርኒስ ምስትኽኻል ካልኦትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ቀለም ስትኮን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ስነ-ፅባቐ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ