ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታየጭላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 2, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ