Closed
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቁሪ ጃኬት ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ