ተዓፅዩ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣማኒት ቁሸት ዓዲ ልሕፂ ዝስራሕ 2ተ ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታደጎዓ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ