ተዓፅዩ
ንካልኣይ ግዜ ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ መተሃራ ወይም ካብ ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና ከተማታት አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 16, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 16, 2010 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ