Closed
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንመበል 13 ግዜ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ንክልልና ወኪሎም ንዝሳተፉ ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ትኸውን 60 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ኣውቶብስ ክካረ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ