አብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓዉስዋ ክሳብ ኣቢብቶ ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ከቨር ብመፍለይ ቁፅሪ cor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ ደቀቅቲን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኮረም