ዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ወረዳ ማእከል አድያቦ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ጣብያ ከተማ ዓዲሃገራይ ዋንነቱ ንቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ዝኮነ ሐደ ብሎክ ህንፃ ኣብ መጀመሪያ እቲ ህነፃ ዝስረሐሉ ቦታ ዝረከብ ፅገና መንገዲ መፍለይ ቁፅሪ ዕደጋ 1 / 2016 ኣብ 2016 በጀት ዓመት ንክስራሕ ብናይ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ በጀት ተታሒዝሉ አሎ በዚ መሰረት ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ዘለዎም ማሕበራት ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ