Closed
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዳንሻ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ