Closed
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ኣፋዉሱን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ