ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስራሕ ፅገና ሴት ናይ ሓበራዊ ዒላ ንምስራሕን ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ክትጫረቱ እንትዕድም ንማእከላይ ጎዳጉዲ ማይ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ