ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲ ሽሁን፣ ፋፂ፣ እንትጮ፣ ራማ፣ ዕዳጋ ዓርቢ፣ ዓዴትን ዓዲ ዳዕሮን ዝርከቡ በዓል ሓደ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ ኮረም ዝከብ በዓል ክልተ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝርከብ ድማ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደለየ ኣብዚ ሰራሕ ንምስታፍ እትደልዩ BC/GC 6 ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ