ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት 1 ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 2 ንቀለብ ደርሁ ዝዉዕሉ እታዎታት 3 ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር ካብ ቢሮ ቁፅሪ 1 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክወስዱ ይክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም