ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ህንፃ ዲዛይን መማከርቲ ኣጫሪቱ ክሰርሕ ስለዝደለየ ብመማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ማለት እዉን office for architecture & engineering consultants ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን , ንምህንድስና ኣማከርቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ