ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ብጨረታ ሸይጡ ገንዘቡ ንምምላስ ብዝሃቦ ሓላፍነት መሰረት ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ዝርከባ 3 መሰረታዊ ናይ ብረታ ብረት ፋሌክሲብል ዎርክሾፓትን 1 ናይ ብረታ ብረት መቕለጢ ፍሌክሲብል ዎርክሾፕ ፕሮጀክትታት ምስ ሸዱ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ንዉልቀ በዓል ሃፍቲ ብሽያጭ ምትሕልላፍ ይደሊ እቶም ወርክ ሾፓት ዝርከብሉ ቦታ ድማ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ