ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳና ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ፣ ሞተር ሳይክላትን ኣብ 2013 በጀት ዓመት ብጨረታ አወዳዲርና ንዓመት ሙሉእ ብኩንትራት ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎትን ፅገናን ክነካይድ ስለ ዝደለና ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሰብ ጋራዥ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ