ተዓፅዩ
ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዝተኣከበ ብ ኤግዚቢት ዝተተሓዘ እምኒ ግራናይት በዝሒ 13 ቢያጆ ሳፋየር ፅሩይ ግራም በዝሒ 53.20 ፣ ሳፋየር ማእከላይ ዓይነት ግራም በዝሒ 160.9 ሳፋየር ታሕታዋይ ዓይነት ካራንደም ግራም በዝሒ 2 ሺሕ ኣፖል ግራም በዝሒ 162.40 መላኪኖ መፈንቀሊ እምኒን ሞዶሻን መስበሪ እምንን ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸጦ ስለ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 7, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2013 3:02 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ