ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዘገልግል ዝነበረ ዝተፈላለየ ሞልድ፣ፕሪካስትን ሚክሰርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለየ ክብደት ዘለዎም ሓፂነ መፂን ብኪሎግራም መዚኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሐደ ዓመት ን2019 ዓም ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2019 ዓ/ም ምስ ክምግብ ዝኸእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019