ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ዙር ጨረታ ካልኣይ ዙር ዓይነት ጨረታ መደበኛን ፍሉይን ጨረታ ቤተ መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ብኣዋጅ ቁፅሪ 721/ 2004 ዓንቀፅ 33 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ብመምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 5/2007 ብዝተወሃበ ስልጣን መሰረተ ንመንበሪ 19 ፕልት : ንድርጅት 11 : ብፉሉይ ጨረታ መደሊ ነዳጅ በ01 ብድምር 31 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ