ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 01 ን 02 ናይ ዉሽጣ ዉሽጢመንገዲ ብዝተመረፀ ሐመድ ፅገናን ሐድሽ ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ብመንግዲ RC ወይድማ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንስትራክሽ GC ትካላት ንግዲ ንማሕበራት ኮንስትራክሽንን ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ እንዳባ ጉና