ተዓፅዩ
ምክባር ቀዳማይ 1ይ ዓመት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰራታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ሳባውያን ንዕለት 25/12/2017ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡00 ንጉሆ ኣብ ከተማ ሽረ ገባር ሆቴል ኣዳራሽ ብድምቀት ስለ ዝካየድ ነዚ ድሙቅ ጉባኤ ንምክያድ ፃዊዒት ኣኬባ ንምጉዋሕን እታ ማሕበር ሽም ንምፍላጥ ንፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 19, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000
ዝወፀሉ መዓልቲ