Closed
ትካልና ሳባ እምነ በረድ ሓ/ዝ/ው/ማ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ምህርትታት ብጨረታ ኣወዳደሩ ክሸይጥ ስለዘደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ምህርቲ ብኣካል ኣብ ዋና ፋብሪካ ዓድዋ ቀሪብኩም ብምርኣይ ክትጫረቱ ምኻንኩም እናሓበርና ዝርዝር መበገሲ መሸጢ ዋጋ ድማ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ