ቤት ፍርዲ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ሕትመት፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ነጋዶ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/02/2011ዓ/ም -30/02/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ኣብ ከተማ ማይጨው ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳ መኾኒ ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂእኹም ክትወስዱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብያተ ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ ንኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣናእሽተይ ኣቑሑት፣ኣቑሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራት ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን ተጫረቲ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s