ተዓፅዩ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ን2016 ዓም ናይታ ከተማ ኣብ ማእከል ኣስፓልት ዘለዉ ሓምለዎት ቦታት ተክልታትን ፈልሲ ጣብያ ካልኦትን ክሬቸር ካብ ዝበሃል ቦታ ማይ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ተክልታት ከስቲ ምስ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ