ሞገድ ኢንጂነሪንግ ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብሊን : ንፕሮጀክታት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ዕድጊት ናይ ፎርም ወርከ ስራሕቲ ዝድለዩ እታዎታት ዕድጊት ቴንዲኖ : ሽቦን : ምስማርን : ዕድጊት ፀፀርን እምን : ዕድጊት ዝተፈላለዩ ዓይነት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅምን ከምእዉን ኪራይ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ኤክስካቫተር :ሎለር : ሲኖትራክ : ናይ ማይ ቦቲ ወይድማ ሻወር ትራክ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ