ተዓፅዩ
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2011ዓ/ም ዝውዕል ናይ ኬምስትሪን ባይሎጂን ላብራቶሪ ኣቅሑትን ኬምካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ