ተዓፅዩ
ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2011 ዓ/ም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ