ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከተማ ሃገረሰለም ኣብ ዉሽጢ ሞዝየም ብሄረ ብሄረ ሳብት ቅድሚ ሐዚ ዉዕለን ተቆሪፁ ዝነበራ ናይ ክልል ትግራይ ሃረርን ክልል ደቡብ ህዝብታት ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ዝተረፉስራሕቲ መምሊኢ ብ GC/BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ