Closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ቀበሌ 01 ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ G+2 ናይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ናይ ፍኒሺንግ ስራሕቲ ብደረጃ 9 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተን ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ንግዲ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣላማጣ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ