ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኤችፒ ካብ ዝተባለ ገባሪ ሰናይ ሓገዝ ዝተበጀተ በጀት ኣብ ጣብያ ካራ ቁሸት ኣጃጁ ኣብ ዝርከብ መፍረይ ፍረምረ ስራሕቲ ሓፁር ንምስራሕ ብዝተፈላለየ ደረጃ ፍቃድ ደቀቅቲ ማለት እዉን BC GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ ዓዘቦ