Closed
መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረትን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሃገረ ሰላም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ