Closed
ኮሌጅ መሰልጠኒን ቴክኒክን ሞያን ማይጨዉ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ብዝተፋላለየ ንግዲ ዘርፊ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ኣቁሑት ፅሕፈትን : ዝተፈላለየ ዓቀናትን ዓይነት ፀፀራት: ብሎከት :ኮብልስቶን: ዝተፈላለዩ መጋረጃ : መሳርሒታት ምግቢ :መሳርሒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ዓለባ ክትጫረቱ እትደልዩ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ዝወፀሉ መዓልቲ